Fana: At a Speed of Life!

ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸብል በረንታ ዝነብራ ወይዘሮ ካሳነሽ ኣያሌው ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን፡፡

እተን ኣደ ትማሊ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል የእድ ውሃ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ኢየን ብሰላመ ተገላጊል ዘለዋ፡፡

በዓል ሞያ ክትትል ህፃናት እቲ ሆስፒታል ኣይተ ላቃቸው ማናየ፥ እተን ኣደን ዕሸላትን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡን ብመጥባሕቲ ሕክምና ከምዝተገላገላን ገሊፆም፡፡

ወይዘሮ ካሳነሽ ኣያሌው ከምዝገለፅኦ ድማ ቅድሚ ሕዚ ክልተ ግዘ ደቂ ኣንስትዮ ህፃናት ብሰላም ከመዝተገላገላን ሕዚ እውን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከባን ምግላፀን ካብ ኮሙዩኒኬሽን ሸበል በረንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.