Fana: At a Speed of Life!

ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ዛላ ቀበሌ ባዮ ዚማ ሓንቲ ላሕሚ ንኻልኣይ ግዘ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ወሊዳ።

እታ ላሕሚን እቶም ምራኹትን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን ተገሊፁ፡፡

ወነንቲ እታ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ንካልኣይ እዋን ሰለስተ ምራኹት ብምውላዳ ሓጎስተሰሚዑና ምባሎም ካብ መምርሒ ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.