Fana: At a Speed of Life!

ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቡርቃ ዲንቱ ቀበሌ ቡርቃ ኦዳ ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ።

እታ ኣድጊ ኣብ ዝተፈላለየ ግዘ ሓደ ሓደ ዝወለደት ትኹን እምበር ማንታ ወሊዳ ከምዘይትፈልጥ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እታ ወረዳ የመላኽት፡፡

ማንታ ምውላድ እታ ኣድጊ ዝተለመደ ኣጋጣሚ ከምዘይኮነ በዓል ዋና እታ ኣድጊ ዝኾኑ ዓረብ ናሲር ተዛሪቦም፡፡

አእዱግ ማንታ ናይ ምውላድ ዕድሎም ዘይተለመደን እንትኸውን÷ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ አእዱግ ማንታ ናይ ምውላድ ዕድል 1 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ጥራሕ ከምዝኾነ መፅናዕቲታት የመላኽቱ።

ካብ ሞንጎ ዝውለዱ እውን 14 ሚኢታዊ ካብ ክልቲኦም ማንታታት እቲ ሓደ ናይ ምዕባይ ዕድል ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.