Fana: At a Speed of Life!

መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ምኽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ “ናይ ወርሒ ሸዋል ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስለዘይተረኣየት መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ” ኢሉ።

ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ፥ ምእመናት እቲ በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም ምንባሮም ይዝከር።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.