Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴርን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።

እቲ ሓገዝ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ንሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበንኦ፡፡

ወይዘሮ ዳግማዊት ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ሓገዝ ኣማራፂ ሰላም ንደሓር ብምባል ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ናይ ምክልኻል ስጉምቲ እናወሰደ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ጎኑ ምዃንና ንምርኣይ ዝተገበረ ኢዩ” ኢለን።

ቅድሚ ሕዚ መሰል ሓገዝ እናተገበረ ከምዝፀንሐ ዝሓበራ እተን ሚኒስትር÷ ኣብ ቀፃሊ እውን ተወሳኺ ልኡኽቶታት ንምፍፃም ድሉው ከምዝኾነ ኣረጋጊፀን፡፡

እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ወይዘሮ ማርታ ዊጂ ብግደአን÷ ዝተገበረ ሓገዝ ብምምስጋን እተን ትካላት ዝገብረኦ ሓገዝ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ምሕታተን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.