Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን ንዝተመረፁ ዊሊያም ሩቶ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን ንዝተመረፁ ዊሊያም ሩቶ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።

ምክትል ፕሬዚደንት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዊልያም ሩቶ ሳሙኤል ኣብ ፕረዚዳንታዊ ምርጫ ኬኒያ ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ።

ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን ንዝተመረፁ ዊሊያም ሩቶ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።
ብተወሳኺ ንተመራፂ ፅቡቕ ዕድል ተመኒዮም።

ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ክልቲኣዊን ከባቢያዊን ዛዕባታት ብሓባር ንምስራሕ ድልው ከምዝኾኑ እውን ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.