Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሺመልስ ኣብዲሳን ካብ መንጎ ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ሓደ ዝኾነ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም።

ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጂማ ዝተሰርሑ ፕሮጀክቲታት ልምዓት እውን ተዓዚቦም።

እቶም ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጂማ እንትበፅሑ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.