Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው።

እቶም ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣስታት 63 ዓይነታት እንትኾኑ፥ ካብዚኦም ኮብልስቶን፣ መገድታት ፀፀር፣ መፋስስ ተረቋሕቲ ኢዮም።

ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣይተ ገብረመድህን የውሃንስ፥ ኩሎም ህንፀታት ክሳብ ወርሒ ሰነ 2016 ዓ.ም ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሞም ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

60 ሚኢታዊ ደቂ ኣንስትዮ ዘለውኦም ልዕሊ 900 መናእሰይ ቀዋምን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ከም ዝተፈጠረሎም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.