Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ቀዳማይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝሳለጥ ንደሓር ናብቲ ቦታ እንትኸዱ ንፈለማ እዋን ኢዩ።

መፍለፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ሓደ እዋን 2 ሺሕን 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል ዝኽእል እንትኸውን፥ ኣብ ዓመት ድማ 6 ሺሕ ጊጋ ዋት ሓይሊ እሌክትሪክ ዘፈልፍል ኢዩ።

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ኣብቲ ግድብ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት እዋናዊ ኩነታት እቲ ግድብ ተዘዋዊሮም ዝተዓቡ እንትኾኑ፥ መብርሂ ከምዝተገበረሎም እውን ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.