Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም።

እቲ ባንኪ ተበፃሕነቱ ንምስፋሕ ተቐማጢ ገንዘብ ክብ ብምባል ተረባሕቲ ዓማዊል ብምፍራይ ዘዕግብ ስራሕ ከምዝሰርሐ ሓቢሮም።

ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ንምዃን ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎ የጠናኽር ከምዘሎ እውም ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.