Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ መበል 26 ዓመታዊ ስሩዕን መበል 13 ህፁፅን ሓፈሻዊ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።

ኣቦ መንበር ቦርድ ዳይሮክተራት እቲ ባንኪ ኣይተ መኮነን ማንያዘዋል፥ እቲ ባንኪ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 43 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ዕብየት ምምዝጋቡ ገሊፆም።

ብትዕግስት ኣስማማው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.