Fana: At a Speed of Life!

ቱርክ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቱርክ ከተማ ኢስታንቡል ቢዝነስ ካውንስል ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲዩ።

ኣብቲ እዋን ዘተ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ፣ ቀረፅ ጉምሩኽ፣ ኣወሃህባ ዋሕስ ባንኪ፣ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ሓዊሱ ካልኦት ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘለዉ ክፍተታት ካብ ተሳተፍቲ ተላዒሎም እቶም ሚኒስትር መልሲን መብርሂን ሂቦም፡፡

ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ብዝበለፀ ንምውፋር ዘለዎም ድሌት ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.