Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ ኣፕሊኬሽን ኩሎም ኣገልግሎታት ኣብ ሓደ ከረጢት ንምርካብ ዘኽእለ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.