Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

“ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ  ን16 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብሓባር ክሰርሑ ይግባእ ኢለን።

ንተጎዳእቲ ማሕበራዊን ስነልቦናዊን ደገፍ ንምግባር ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባእ አወን ተዛሪበን።

ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ፥ ኣብ ልዐሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ ኣሉታዊ ፅዕንቶታት ንምክልኻል ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ መሚኒስቴር የስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን።

ኣብ እዋን ኲናት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ናይ ምፅራይ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ አውን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.