Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ምምሕዳር ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ዝጠመተ ብክልቲኦ ሸነኽ ዝተበፅሐ ስምምዕነት በዝምልከት ዘተ ህዝቢ ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ተረኺቦም።

ብተውሳኺ ካብክልቲኡ ከባቢ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ኣባገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ነበርቲን ምርካቦም ካብ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.