Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደኒ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝተዋፈረት ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ።

እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ከምዝተሓምሸሸት ንሺንዋ ፀሪሑ ኣገልግሎት ዜና ዮሃን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.