Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ።

እቲ ተጠርጣሪ፥ ፀሓፊ መኽዘን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝነበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ታርጋ እናፈትሐ ንደለልቲን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ንዝተዋፈሩ ሰባትን ብ15 ሺሕ በር የካሪ ከመዝነበረ ድማ ተገሊ።

በቲ ታርጋ ቁፅሪ ብምጥቃም ካብ ሶማሌ ላንድ ሰነድ ኣልባ ተሽከርከርቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዉ ከምዝተገበረ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.