Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ኢንነተርኔት መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ እቲ ኩባኒያ ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ከምዝተፈቐደ ዕላዊ ተገይሩ።

ስለዝኾነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።

ሳፋሪኮም ኣብ ኬንያ ብኤም ፔሳ ኣገልግሎት ገንዘብ ዝረከቦ ውፅኢት ኣብ ኢትዮጵያ ንምድጋም ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጦም።

ብብስራት መለሰ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.