Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ።

እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ “ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ንብልፅግና ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚንስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ነቲ ሲምፖዚየም ብዕሊ ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ።

እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ካብ ፀገማትና ዘውፅኡ መገዲታት ኢዮም” እንትብሉ ኣድላይነት እቲ ሲምፖዚየም ገሊፆም።

ኣብቲ መድረኽ መፅናዕቲታት ብምቕራብ ዘተ ከምዝተገበረሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ መረዳእታ ይሕብር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.