Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ጉራጌ ንፀገማት ሃናፂ ብዝኾነ መገዲን ዘተን ዝፈትሕ ሰላም ደላዪ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)

ህዝቢ ጉራጌ ንፀገማት ሃናፂ ብዝኾነ መገዲን ዘተን ዝፈትሕ ሰላም ደላዪ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዞባ ጉራጌ ምስዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘቲዮም።

ህዝቢ ጉራጌ ንፀገማት ሃናፂ ብዝኾነ መገዲን ዘተን ዝፈትሕ ሰላም ደላዪ ህዝቢ ኢዩ ኢሎም።

”ሎሚ ኣብ ዘሳለጥናዮ ዘተ ዘልዓልዎም ስግኣታትን ተስፋታትን ብምድማፀይ ሕጉስ ኢየ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

በቢብርኩ ክፍትሑ ዝኽእሉ ፀገማት ንምፍታሕ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.