Fana: At a Speed of Life!

ለበዳ ኮቪድ 19 ሐዚ ‘ውን ብልዑል ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ይርከብ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ብምዃን ኣብ ጣቡያታት ጥዕና የካን ካዛንቺስን ዘሎ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ክታበት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ዑደት ገይሮም።

እተን ሚኒስትር፥ ሕብረተስብ ኣገልግሎት ክትባት ንምርካብ ኣብ ጣቢያታት ጥዕና ብምምፃእ ይወስድ ዘሎ ምዃኑ ንምርኣይ ክኢልና ኢና ኢለን።

ብተወሳኺ ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ 19 ይወሃብ ምህላዉ ዝተባባዕ ኢዩ ኢለን።

ይኹን እንበር  ለበዳ ኮቪድ 19 ሐዚ ‘ውን ብልዑል ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ይርከብ ክብላ ገሊፀን።

ስለዝኾነ ኩሎም መከላኸሊ መገዲታት ኣጥቢቕካ ተግባራዊ ንክግበሩ ምዒደን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.