Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ፃንሒት እዋኖም ዝዛዘሙን ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘርአዩን ኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ።

እቲ ዝተውሃበ ዕቤት መዓርግ፥ ንልዑል መስመራዊ መኮንናትን ንሰብ ካሊእ መዓርገኛታትን ዘካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ተሸምቲ፥ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦም ሓላፍነትን ወፍሪን ብግቡእ ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.