Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተመልኪቶም።

እቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ኣብ ሚኒስቴር ዝርከብ ጋለሪ መዓድን ከምዝተዓዘቡ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር፥ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ንዝነበሮም ፃንሒት ንዝሃቡዎ ሃናፂ ርኢቶ ምስጋና ኣቀቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.