Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾን(ዶ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብቲ ዑደት ተሳቲፎም።

“ካብ ቤተ ፈተነ ናብ ኣዝርእቲ” በዝብል መሪሕ ቃል ዝተዳለወ እቲ ኤግዚበሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይርአ ከምዘሎ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.