Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ናውቲታት፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መለዋወጥቲ ኣቑሑ ተሽከርከርቲ፣ ዘይቲ ብልዕን ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብን ከምዝርከቦም ተሓቢሩ።

ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩክ፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣባላት ፖሊስ ክልልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ፃዕርታት ምምግባሮም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.