Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

እቲ ድጎማ ካብ ዝጅመረሉ ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ዝተፈፀመ ከምዝኾነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።

1 ሚሊየንን 151 ሺሕን 503 ነጥቢ 769 ሜትሪክ ቶን ፃዕዳ ናፍታ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ እውን ተሓቢሩ።

ናይቲ በዓል መዚ ናይ ህዝቢ ርክብን ኮሚኒኬሽንን ስራሕ ኣፈፃሚት ቀለች ኩማ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልኦ፥ 426 ሺሕን 113 ነጥቢ 402 ሜትሪክ ቶን ቤንዚን ናብ ኢትዮጵያ ተጎዓዒዙ።

ተሽከርከርቲ ድጎማ ወሲዶም ንህዝቢ ብኣግባብ ዘይምግልጋል፣ ህዝቢ ታሪፍ ፈሊጡ መሰሉ ዘይምሕታት ፀገም ኣሎ ኢለን።

ብዮሐንስ ደርበውእዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.