Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣድላዪ ስርዓት ጉምሩክ እንተይተፈፀመሎም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ፈተነ ዝተገበረሎም ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።

ሚኒስቴር እቶት ከምዝበሎ፥ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ።

ኣፅዋር ኩይናት (ፈንጂ፣ ሽጉጥ፣ ክላሽ ጥይት)፣ ነዳዲ፣ ፅርየቱ ዘይሓለወ መድሓኒት፣ ፍሪያት ምግቢ፣ መፀባበቕቲ ኣቑሑ፣ ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ገንዘብ (ብር፣ ዶላር፣ ድርሃም፣ ስዊስ ፍራንክን ሪያልን)፣ ማዕድን፣ ፍሪያት ግብርና፣ ኤሌክትሮኒክስን ኣልባሳትን ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.