Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንክሳተፋ ንምግባር ምርድዳእ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ዑማ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣው ዢዋን ኣብ ዓውዲ ዕደና ሓቢርካ ምስራሕ ብዝምልከት ተዛቲዮም።

ኢንጂነር ታከለ ዑማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንክሳተፋ ንምግባር ምርድዳእ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።

ኣብቲ ጉዳይ ምስ እቶም ኣምባሳደር ምዝታዮም ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.