Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ካብ ክልል ኣምሓራ ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም።

እቲ ድጋፍ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፓሰታ ፣ መኮሮኒ ፣ ኮበርታ፣ ኣንሶላ ፣ ፍርናሽ ፣ መሐለዊ ንፅህናን ካልኦት ናውቲታትን እንትኸውን፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባህርዳር ብምርካብ ነቶም ተጎዳእቲ ከምዘረከባ ካብ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደአ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.