Fana: At a Speed of Life!

መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ተመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 6፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ከምዝተመሓየሸ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።

ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ናብ ሃገር ዝኣትዉሉ ኩነታት ዝውስን ኣብ ስራሕ ዘሎ መምርሒ ንዘይሕጋዊ ተግባር በሪ ዝኸፍትን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፅዕንቶ ዝፈጠረን ስለዝኾነ ብመምርሒ ቁፅሪ 923/14 ከምዝተተከአ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ፡፡

ቀድሞ በነበረው መመሪያ ከቀረጥና ታክስ ነፃ ሆነው በመንገደኞች እንዲገቡ የተፈቀዱ 102 ዓይነት እቃዎች ወደ 16 ዓይነት ወይም 84 በመቶ ዝቅ እንዲሉ ተደርጓል።

ተመለስቲ ኢትዮጵያውያን ብውሑዱ ን12 ኣዋርሕ እናተገልገሉሎም ዝነበሩ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ካብ ቀረፅ ታክሲ ናፃ ምእታው ከምዝኽእሉ እውን ተሓቢሩ፡፡

ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቕሓ ብህያብ ዝተለኣኸሉ ሰብ መፍለዪ ቁፅሪ ከፋሊ ዘይብሉ እንተኾይኑ ካብ ቀረፅን ታኽሲን ብተወሳኺ 30 ሚኢታዊ ኣታዊ ግብሪ ከምዝካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እቲ መምርሒ ካብ 23 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ተፈፃሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.