Fana: At a Speed of Life!

መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር ኪሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ነስሪ ዘካራያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁ፥ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ሓይሊ ፀፅታ ከምዝተመደበ ገሊፆም።

ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ እናተኻየደ ከምዝገለፁ እቶም ኮሚሽነር፥ ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረፈ ሰዓት ድምፁ ንኽህብ ፀዊዖም።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.