Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲ ሚሲዮን ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ በምርካብ ንሓለፍቲ ስራሕ ጉዳያት ወፃኢን ኣመራርሓ ሚሲዮንን ብዛዕባ ኣብቲ ትካል ዝግበር ዘሎ ስራሕቲ ሪፎርም መብርሂ ሂቦም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብኣካል፣ ዕጥቂ፣ መረዳእታን ቴክኖሎጂን ዝማዕበለ ነክኸውን እቶም ኣመራርሓ ሓገዝ ንክገብሩ ምሕታቶም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.