Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ብሄራዊ መተሓባበርቲ፣ መኒስትራትን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡

ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መስከረም 2014 ዓ.ም ዝተኻየደ ጉባኤ፥ መሰረታዊ ለውጢ ስርዓተ ምግቢ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ኣወንታዊ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ምግባር ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ከምዝኾነ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ ኢዩ፡፡

ብፈቲያ ዓብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.