Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሰነ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ገሊፁ።

ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዘሎ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር፥ ተሰሊሑ ዝተረኸበ 11 ሳንቲም ብምውሳኽ  ኣብ ወርሒ ግንቦት 43 ብርን 82 ሳንቲምን ንሊትሮ ዝነበረ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ናብ ብር 48 ብርን 22 ሳንቲምን ክብ ንኽብል ከምዝተወሰነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.