Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ኣመራርሓታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ”ከዕዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ መበል ራብዓይ ዙር ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ።

ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ስልጠና ኣመራርሓታት ሃገራዊን ዓለማዊን ተለዋወጥቲ ኩነታት ብምግንዛብ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ንህዝቢ ዝተኣተወ ቃል ምፍፃም ዘኽእል ዓቕሚ ንክፈጥሩ ንምኽኣል ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ብኣመራርሓ ናይ ተግባርን ሓሳብን ሓድነት ብምምፃእ ሃገራዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚን ክእለትን ምፍጣር ከምዘኽእል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.