Fana: At a Speed of Life!

መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስምና ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ህዝም ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ዝጅምር ሎሚ መዓልቲ ወርሒ ስለዝተረኣየት ኢዩ።

ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ፥ ህዝቢ ሙስሊም እቲ ወርሒ ብምምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ልዕሊ ኩሉ ድማ ሰብኣዊነት ብምቕዳም ንኸሕልፎ ፀዊዖም።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.