Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብምኽኒያት ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዳይሬክተር ቢሮ ጉዳያት ምትሕብባር ሰብኣዊ ደገፍ(ኦቻ)ን ክፍሊ ኣተኣኻኻቢ ገንዘብን ሃፍቲን  ሊዛ ዳውተን፥ ዓለም ከ ፀብፃብ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት ዕላዊ ገይረን።

ኣብቲ ፀብፃብ፥ ኦቻ ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ምኽኒያት ደገፍ ንዘድሊዮም ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ከምዘሎ ተዛሪበን።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲን ስደተኛታትን ኣድላዪ ደገፍ ተበፃሒ ይገብር ከምዘሎ ድሓ ሓቢረን።

ብመሰረት እዚ መንግስቲ ብምኽኒያት ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.