Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ትማሊ ሹመት ሂቡ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ሃይለማርያም ተስፋዬ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን
  2. ኣይተ ማሄ ቦዳ- ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ
  3. ኣይተ ተሾመ ታከለ – ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን
  4. ኣይተ ኣክሊሉ ኣዱኛ- ሓላፊ ቢሮ ማይን ልምዓት መስኖን
  5. ኣይተ ስንታየሁ ወልደሚካኤል ምክትል ኣተሓባባሪ ማእኸል ምተሕብባር ስርዓት ህንፀት ዴሞክራሲ
  6. ኣይተ ይሁን ኣሰፋ- ኣብ ማእኸል ምትሕብባር ስርዓት ህንፀት ዴሞክራሲ ሓላፊ ዓውዲ ማሕበራዊ ሚዲያን ርክብ ህዝብን ብምኻን ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.