Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት “ብሱል ውሳነ” እንትብል ንኢዱ።

ዞባታት ወላይታ፣ ጋሞ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ከምባታ፣ ሃላባን ሃዲያ ከምኡውን ፍሉይ ወረዳ የም፣ ቡርጂ፣ ባስኬቶ፣ ኧሌን ኣማሮን ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ብምዃን ንምውዳብ በቢኣብያተ ምኽሩ ውሳነ ከምዘሕለፉ ይዝከር።

እቲ ውሳነ ብዝምልከት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሕቶ ኣወዳድባ ናይቲ ህዝቢ ዝፀንሐ ሓድነት፣ ሕውነት፣ ምትሕልላይን ካልኦት እወንታዊ መስተጋብራትን ብዘይጎድእ መገዲ ተፈፃሚ ንክኸውን ባህጊ ከምዘሎ ዘርእይ ኢዩ ኢሎ።

ስለዝኾነ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት ንኢዱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.