Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ።

ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ማይ ህንፀት ዓቕሚን ስግግረ ቴክኖሎጂን ግድኡ ዝፃወት ዘሎ መንግስታዊ ትካል ኢዩ ተባሂለሉ።

መንግስቲ ጃፓን ዝገበሮ ደገፍ ማሽነሪታት ንኣገልግሎት ስልጠናን ኳዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፥ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን ንዝሓለፉ 25 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ማይ ብዙሓት ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝፀንሐ ኣረዲኦም።

ሐዚ ዝተገበረ ደገፍ ውሽጣዊ ደገፍ ብዝበለፀ ንምጉልባት ዝሕግዝ ኢዩ ምባሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.