Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ዝሳለጥ ዘሎ ፎሮም፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡

ሙሁራትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ እውን ካብ ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.