Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ቤልጂም መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ኣገልግሎት ፅዕነት ዘለዎ ውዕሊ ንተወሳኺ ዓመታት ኣናዊሑ።

እቲ መገዲ ኣየር ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ምስቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሓቢሩ ንምስራሕ ኢዩ ውዕሉ ኣናዊሑ ዘሎ፡፡

ብምዃኑ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ኣብ ሞንጎ ኣፍሪካን ኣውሮፓን መተሓላለፊ ኣገልግሎት ፅዕነት ሎጂስቲክስ ኮይኑ ከምዘገልግል ካብ ኤር ካርጎ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ንዝሓለፉ 15 ዓማውቲ ምስ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጅ ብምትሕብባር ኣብ ኣውሮፓ ዕዉት ኣገልግሎት ፅዕነት እናሃበ ምፅሑ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.