Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን 12 በረራ የካየድ ከምዝነበረ ኣዘኻኺሩ።

ይኹን እንበር ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝገብሮ በረራ ናብ 18 ክብ ከምዘብሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣፍሊጡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.