Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ።

እቲ ክታበት ካብ ቤጅንግ ናብ ዋና ከተማ ዚምባቡዌ ዋና  ብኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ከምዘጎዓዓዘ ተገሊፁ።

ብተመሳሳሊ ትማሊ ካብ ቻይና ንኢትዮጵያ ዝተለገሰ 300 ሺሕ ቢልቃጥ ክታበት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዘጎዓዓዘ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.