Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ሳኦ ፖሎ ኣጎዓዒዙ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ዝግበር ናይ ምክልኻል ፃዕሪ ንምሕጋዝ ብፅሒቱ ይዋፃእ ከምዘሎ ገሊፆም።

እቲ ለበዳ ንምምካት ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብብርኪ ዓለም ክትባት ኣብ ምጉዕዓዝ ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 20 ሚሊየን ክትባታት ናብ ኣስታት 20 ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.