Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ምስ ኤር ባስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣፍራዪ ኣውሮፕላናት ኤር ባስ ተፈራሪሙ።

እቲ ምምዕነት ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ኣውሮፕላላንት ናይ ምግዛእ ኣማራፂ ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.