Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዕድጊት ፍርያት ነዳዲን ተግባራት ሪፎርምን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ስርዓት ተበፃሕነትን ቁፅፅርን፣ ዝርገሐን ፍትሓዊነት ዕድጊትን ቀረባት ነዳዲን ውፅታት ነዳዲን ከምኡ እውን ኣብቲ ዘፈር እናተረኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ብምክትታልን ብምግምጋምን ናይ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ተሓሲቡ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ሓለፍቲ ቢሮ ንግዲ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን፣ ሓለፍቲ ቢሮ ፀፅታ፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ፣ ሰብ ዋና መከፋፈሊ ነዳዲን መካየድቲ ስራሕ ኩባኒያታት ነዳዲን ከምኡ እውን እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.