Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጥዕና ደ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ደክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን።

ኢትዮጵያ ምስቲ ፈንድ ዘለዋ ንነዊሕ ዓማውቲ ዝፀንሐ ምትሕብባር ንምቕፃል ቆራፅ ምዃና ዶክተር ሊያ ተዛሪበን፡፡

ብስነ ተዋልዶ፣ ጥዕና ኣዴታትን መናእሰይን ከምኡ እውን ማዕርነት ፆታ ንምርግጋፅ ምስቲ ፈንድ ክትሰርሕ ኢያ እውን ኢለን፡፡

ክልል ትግራይ ሓዊሱ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት መሊስካ ንምጥያሽ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣመልኪተን ተዛቲየን፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.