Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ፍትሒ እናሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ምምሕያሻት እቲ ዓውዲ ኣመልኪቶም ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ እናሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ምምሕያሻት እቲ ዓውዲ ኣመልኪቶም ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ስዒቡ ብዝተገበረ ምምሕያሽ ሕጊን ናፅነት ሚዲያን ትሐኹረት ገይሮም ዘቲዮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ስራሕቲ ኣብ እዋን ጎንፂ ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ዘፃሪ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣድሂቦም ምዝታዮም እውን ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.