Fana: At a Speed of Life!

ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ሚኒስቴር ሰላም ሓቲቱ።

“ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ ፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ምርምርን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ዝተሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።

ካብ መምህራን፣ ተመራመርቲ፣ ትካላት ምርምር፣ ስቪል ማሕበረሰብ ልዕሊ 400 ሺሕ ዝሳተፍሉ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ግዜ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ እቲ መድረኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምንጋስን ናይ ሓባር ጉዳያት ንምጉላህን ዝዓለመ ከምዝኾነ ምግላፆም ግዚኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.